Source

ምልክታት

መምርሕን ሓሳባትን ንኣጠቓቕማ ናይ ደገ ምልክት ቤተ-መጻሕፍቲ ምስ ቡትስትራፕ።

ቡትስትራፕ ብነባሪ መልክዑ ናይ ምልክት ቤተ-መጻሕፍቲ ኣየጠቓልልን እዩ፡ ግን ክትመርጽዎ እትኽእሉ ብኣጻብዕ ዝቑጸሩ ለበዋታት ኣለዉና። መብዛሕትኦም ስብስባት ምልክታት ብዙሓት ቅርጺ ፋይል ዘጠቓልሉ እኳ እንተኾኑ፡ ንሕና ግን ንዝተመሓየሸ ተበጻሕነቶምን ደገፎም ቬክተርን SVG ኣተገባብርኦም ንመርጽ።

ይምረጽ

ነዞም ናይ ምልክት ስብስባት ባዕልና ፈቲንናዮምን ተጠቒምናዮምን ኢና።

ተወሳኺ ኣማራጺታት

እዚኦም እኳ እንተዘይፈተንናዮም፡ ተስፋ ዘለዎም ይመስሉን ብዙሕ ቅርጽታት ዝህቡን እዮም-SVG ሓዊስካ።